SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Share:

Listens: 0

About

Listen to interviews, features and community stories from the SBS Radio Tigrinya program, including news from Australia and around the world. - ካብ ኣውስትራሊያን ዓለምን ዘካተተ ዜናታት፡ ቃለ መሕትታትን ትንታነታትን ብዛዕባ ኩነታት ማሕበረሰባት ንምስማዕ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ መደብ ትግርኛ ተኸታተሉ።

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ለካቲት 2022)

 ኣርእስታት ዜና፥** ናያ ሩሲያ ፕረሲደንት ቪላድሚር ፑቲን ኣጽዋር ኑክሌስ ኣብ ልዕል ተጠንቀቕ ክጸንሒ ኣዚዙ  ** ኣብ ኲንስላንድ ብኸቢድ ዝናብን ውሒዝን ዝተጸልዉ ነበርቲ መንግስቲ ሓገዝ ክገብረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ ** መንግስቲ ኣውስትራ...
Show notes

መራሕቲ ክ/ትግራይን መራሕቲ ፈደ/ኢትዮጵያን ነቲ ህድእ ኢሉ ዝጸንሐ ኩናት ክቕጽሉዎ ቅድመኩነት የቐምጡ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

ኣርእስተ ዜና፥ቱርኪ ንሰላምን ርግኣትን ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ቅርብቲ ከም ዝኾነት ኣፍሊጣ።  ዩናይትድ ዓረብ ኤሚረትስ ብወገና 35 ቶን ረድኤት መግቢ ናብ ትግራይ ኣብጺሓ።  ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ፍሉ...
Show notes

ፕረ/ፑቲን ኑክለሳዊ ኣጽዋር ኣብ ልዑል ተጠንቀቕ ክህሉ ድሕሪ ምእዛዝ፡ ባይቶ ጸጥታ ህጹጽ ኣኼባ ጸዊዑ።

ሕብረት ኤውሮጳ ሩስያ ብትገብሮ ዘላ ናይ ወራር ስጉምትታት ፡ ኣብ ልዕሊኣ ማዕቀብ የትርርን  ንፈለማ እዋን ንዩክረይን ዘድሊ መሳርሒ ኲናት ንምቕራብ ኣጽዋር ብእተማልአ መገዲ ኽምወል ወሲኑ ። ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ከም ኣካ...
Show notes

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንዙር ሩዋንዳ ዓብሊሎሞ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሻምፒዮን ብምዃን ቢጫ ማልያ ለቢሱ

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/02/2022)* ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ 10ሽሕ ሜትሮ ሓድሽ ክብረወሰን ከተምዝግብ እንከላ ኤርትራዊት ራሄል ዳንኤል ከኣ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ተዓዊታ፥* ...
Show notes

ኣስተምህሮ ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት፡ መዓስን ንመንን'ዩ ምእሳር ስኒ (Braces)ን ምትካእ (Denture) ዝግበር፧

ምስ ሓኪም ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ንገብሮ ዘለና ዕላል ብምቕጻል ሎሚመቐጸልታ ናይ ዝሓለፈን ዝመጽእን ኣብቲ ናታ ፍሉይ ክእለት ወይ ስፐሺያሊቲ ዘተኮረ ብዛዕባ ንዝተበላሸወ ስኒ ንምዕራይን ንምትካእ ዝግበር ወይ ደንቹር ከምኡውን ...
Show notes

ራሻ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኲናት ጀሚራ፥ ዕለታዊ ዜና (24 ለካቲት 2022)

** ዩክሬን ብሃገር ደረጃ ዝጸንዕ ናይ ህጹጽ ድንጋገ ኣዊጃ ... ** ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራሊያ ዝዘንብ ዘሎ ከቢድ ዝናብ ሓደጋ እናውረደ ይቕጽል ኣሎ ... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምስ ህወሓት ናይ ሰላም ዘተ ከምዘይተገብ...
Show notes

ጀነራል ፊልጶስ ወልደዮውሃንስ ኣብ ውቕሮ ኮይኑ ውግእ ይመርሕ ምንባሩ መራሒ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበረ ንፈለማ ግዜ ሓቢሩ። (ካብ ጸብጻብ)

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልዕሊ 120,000 ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግዳያት ፆታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝኾና - ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ። ንዳግመ ህንጸት ትግራይ 100 ቢልዮን ብር ወዲእና ንዝብል ዘረባ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ፤ መሪ...
Show notes

“መዕገቲ ዝተሳእኖ ቅትለት ኣንስትዮ ሰብ ሓዳር ብሰብኡተን” መዛረቢ ዛዕባ

ኣብዚ ሰሙን ተወሳኺ ሓደ ዘሕዝን ዜና ካብ ጀርመን ተሰሚዑ ኣሎ። ሓንቲ በዓልቲ ሓዳር ብበዓል ቤታ ተቐቲላ ዝብል’ዩ። እዚ ዘሕዝን ፍጻመ ብተደጋጋሚ ምፍጻሙ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት እንታይ ይብሉ። ኣብ ኢትዮጵያዊያን ክበሃሉ ዝቐነዩ’ው...
Show notes

"ብንእስነተይ ዝምነዮ ዝነበርኩን ጽቡቕ ኣታዊ ዝረኽበሉን ትምህርቲ ምምሃረይ ዕድለኛ'የ።" ሓኪም ስኒ ዶ/ር ገነት እንድሪያስ

ብንእስነታ ምስ ወለዳ ናብ ኣውስትራሊያ እንተተሰደት'ኳ፡ ቋንቋ ብሌንን ትግርኛ ጽቡቕ ትመልኽ፡ ኣብ መልበር ኣብ ክልተ ክልኒካት ናይ ገዛእ ርእሳ ናይ ስኒ ሕክምና ተካይድ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ብዛዕባ ገዛእ ርእሳን ስርሓን ኣላልያትና ...
Show notes