መራሕቲ ክ/ትግራይን መራሕቲ ፈደ/ኢትዮጵያን ነቲ ህድእ ኢሉ ዝጸንሐ ኩናት ክቕጽሉዎ ቅድመኩነት የቐምጡ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Share:

Listens: 0

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

News & Politics


ኣርእስተ ዜና፥ቱርኪ ንሰላምን ርግኣትን ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ቅርብቲ ከም ዝኾነት ኣፍሊጣ።  ዩናይትድ ዓረብ ኤሚረትስ ብወገና 35 ቶን ረድኤት መግቢ ናብ ትግራይ ኣብጺሓ።  ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ፍሉይ ሓይሊ ናይቲ ክልል ኮነ ተባሂሉ ክብተን ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም። እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም ካልእ መዝነት ተዋሂቡዎ ዝተሓሰሙ መራሒ  ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደገፍቲ ህወሓት ዝኾኑ ኣዘዝቲ ኣለዉ ኢሎም።